| ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | መካኒክ I |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2007 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2007 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ምልከታ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ካብዘይ ቐፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብቆዋሚ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት::
|
| ትምህርቲ ደረጃ | ???? ????? ??? ?????? Advanced diploma ? general mechanical / Automotive 4 ??? ???? ??? ??? ???? ??? ????? ???/? : ??? ???? ???? ????/ ? ???? ?????? : 3? ??? ???? ??? ???:: |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | እቲ ዝተጠቀሰ ስራሕ መደብ እተማልኡ ተወዳደረቲ ካብ ዝተጠቀዐሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሐዝ አብ ዉሽጢ 10 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ አብ ቢሮ ቁፅሪ 11 እናዳቐረብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም::
|