| ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | 1 ገንዘብ ተሓዚት 2 ንብረት ኦፊሰር 3 ክኢላ ክትትልን ገምጋምን 4 ባ/ሞ/ኢነርጂ ፕሮሞሽን5 በ/ሞ/ ኢ/ መሳርሐታት ዲዛይን 6 ማፒንግ ጂኦሎጂስት 7 ና መኣድን ስራሕቲ ክትትልን ደገፍን ጂኢሎጂስት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጉንበት 5, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓት ሰብ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር፣ ብቁፃር ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ኣካውንቲንግ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንክን ኢንሹራንስን፣ ከኦፕራቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ፋይናንስ ዲቪሎፕመንት፣ ኢኮኖሚክስ ማርኬቲንግ ማናጅመንት ፣ ከኦፕራቲቭ ማናጅመንት ፣ ቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፋይናንሻል ማናጅመነት፣ ቢዝነስ ማናጅመነት፣ ባንክን ፋይናንስን ከኦፕራቭ ቢዝነስ ማናጅመንት ዲፕሎማ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝወደአ/ት ሳፕላይ ማኔጅመንት፣ ማተሪያል ማጅመንት፣ ኣካውንቲንግ ዲፕሎማ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝወደአ/ት ወዘተ |
| ተደላይይ ክእለት | ኣካውንቲንግ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ባንክን ኢንሹራንስን፣ ከኦፕራቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ፋይናንስ ዲቪሎፕመንት፣ ኢኮኖሚክስ ማርኬቲንግ ማናጅመንት ፣ ከኦፕራቲቭ ማናጅመንት ፣ ቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፋይናንሻል ማናጅመነት፣ ቢዝነስ ማናጅመነት፣ ባንክን ፋይናንስን ከኦፕራቭ ቢዝነስ ማናጅመንት ዲፕሎማ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝወደአ/ት ሳፕላይ ማኔጅመንት፣ ማተሪያል ማጅመንት፣ ኣካውንቲንግ ዲፕሎማ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝወደአ/ት ወዘተ |
| ልምዲ ስራሕ | 2-9 |
| መተሓሳሰቢ | ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓት ሰብ ሞያ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር፣ ብቁፃር ክቆፅር ይደሊ፡፡ ናይ ምዝገባ ቦታ ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝረከብ ህንፃ ምድሪ ቤት ቁፅሪ 145 ዳ/ኣ/ስ ል/ሓይሊ ሰ ብ ካብ 30/08/2019 ጀሚሩ ንተከታታሊ 5 መዓልቲ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብፅሑፍ ይግለፅ፡ ተወዳደርቲ ኦርጂናል መረዳእታ ትምህርትን ዘይምለስ ፎቶኮፒ የቅርብ፤ ካብ ናይ ውልቀ ትካል ቤት ፅሕፈት ዝቀረብ ናይ ስራሕ ልምዲ ግብሪ ዝተከፈለሉ ሕጋዊ መረዳእታ ካብ ፋይናንስን ኢኮ/ልምዓትን ዘቅርብ፤ ሲኦሲ ዝምልክቶ ከቅርብ ዝክእል ወዘተ |