https://milkta.com/ti/jobs/display/659
ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም
መፀውዒ መደብ ዲዛይነር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2007
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2007
ቦታ ዉቅሮ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ

ምልክታ

አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ደረጃ ትምህርቲ : BSC

ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ : መካኒካል ኢንጅነር ወይ ዲዛይን ኢንጅነር ወይ ብተመሳሳሊ

ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : 2 ዓመት ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ዲዛይን ኢንጅነር ወይ ብተመሳሳሊ ዝሰረሐ ኣብ ፋብሪካ ዝሰርሐ ይምረፅ

ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት

ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት :  ፕሮዳክሽን

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ፆታ አይፈልን

ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ናይ ፋብሪካ HRM ቤት ፅሕፈት

መመልከቲ ከቕርቦ ዝግባእ መረዳእታ

  • ኦርጅናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ

  • ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ

  • ናይ ካልኣት ዘተሐተቱ ተወሳኪ ክአለታት መረዳእታ

ድሕሪ ምዝገባ ኣብ ምፅራይ ነዝሐለፉ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንልጥፍን ነፍልጥን ምኮና

አድራሻ ፋብሪካ ኣብ ከተማ ዉቕሮ ትሕቲ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን /ጥቃ ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ/


 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle