| ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፀሓፊትን ካሸርን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 10+4 ወይ ዲፕሎማ ኮይና ብፀሓፊነት ብኮምፒዩተር ሳይንስ፣ ኣይቲ ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ሴክሬታሪ፣ ኢንፎርሜሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ፣ ተዛመድትን |
| ተደላይይ ክእለት | 10+4 ወይ ዲፕሎማ ኮይና ብፀሓፊነት ብኮምፒዩተር ሳይንስ፣ ኣይቲ ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ ሴክሬታሪ፣ ኢንፎርሜሽን ኮምኒኬሽን ቴክኖሎጂ፣ ተዛመድትን |
| ልምዲ ስራሕ | ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን |
| መተሓሳሰቢ | እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ከሳብ 02/09/2011 ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእከል፣ ቀዳማይ ወያነ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 211 ብሎክ መ/D 0914-704984 |