| ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሓጋዚ ካሜራ ማን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቪድዮግራፍን፣ ፎቶግራፍን፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣይቲ |
| ተደላይይ ክእለት | ዲፕሎማ/ ደረጃ IV/III |
| ልምዲ ስራሕ | 2/4 |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ዘማላእኩም ኣመልከቲ እዚ ምልክታ ዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልታት ኩልሻዕ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ኣብ ፐረሰናል ኦፊሰር ቢሮ ቁፅሪ 406 እናቀረብኩም ትምዝገቡ ትክእሉ |