| ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ምስክር ክትትል |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ዝውውርን ቁፃርን ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብሕጊ ትምህርቲ ዝተመረቀ/ት ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴከኒክን ሞያን 10+2 ሰርቲፊኬት ዝተመረቀ/ት ወየ ብዲፕሎማ ዘተመረቀ/ት ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ/ት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዘወድአ/ት ሰራሕ ልምዲ 9ተ ዓመት ዘለዋ/ዎ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴከኒክን ሞያን ብ10+3 ሰርቲፊኬት ዝተመረቀ/ት ወይ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ/ት ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ/ት ስራሕ ልመዲ 7ተ ዓመት ዘለዋ/ዎ |
| ተደላይይ ክእለት | በበዓል ሞያ ወሳኒ ኩነት፣ ኣብ ምዝገባን ምርግጋፅ ሰነዳተ፣ ኣብ ምዝገባ ሞት ፣ ልደት፣ ሓዳር፣ ፍትሕ፣ ኣብ ስራሕቲ፣ ስታቲስቲክስ፣ ኣብ ስራሕቲ ስነ-ህዝቢ ንልምዓት፣ ኣብ ዝ/ዩ ፕሮጀክታት ኣብ ላዕላዎት ትካላት ት/ቲ ብመምህርነትምትእክካብን ምውዳብን ምትንታንን መረዳእታ፣ ጣብያ ስራሕ መካየዲ፣ ትልምን ምውፋርን ሓይሊ ሰብ፣ ምም/ር መዛግብትን ሰነዳትን ምም/ር ሰራሕተኛን ጥቅማ ጥቅምን ወዘተ |
| ልምዲ ስራሕ | በበዓል ሞያ ወሳኒ ኩነት፣ ኣብ ምዝገባን ምርግጋፅ ሰነዳተ፣ ኣብ ምዝገባ ሞት ፣ ልደት፣ ሓዳር፣ ፍትሕ፣ ኣብ ስራሕቲ፣ ስታቲስቲክስ፣ ኣብ ስራሕቲ ስነ-ህዝቢ ንልምዓት፣ ኣብ ዝ/ዩ ፕሮጀክታት ኣብ ላዕላዎት ትካላት ት/ቲ ብመምህርነትምትእክካብን ምውዳብን ምትንታንን መረዳእታ፣ ጣብያ ስራሕ መካየዲ፣ ትልምን ምውፋርን ሓይሊ ሰብ፣ ምም/ር መዛግብትን ሰነዳትን ምም/ር ሰራሕተኛን ጥቅማ ጥቅምን ወዘተ |
| መተሓሳሰቢ | 1 መመዝገቢ ዕለት ካብ 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 07/09/2011ዓ/ም 2 መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ምም/ር ሰራሕተኛን ጥ/ጥቅምን ቁፅሪ4 3 ዝቀርብ ናይ ት/ቲ መረዳእታ ምስ ዋንኡን ፎቶኮፒን ስርዝ ድድልዝ ዘይብሉን ዘይምልስን ክቀርብ ኣለዎ፤ 4 ሲኦሲ ንዝምልከት ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም 5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ይወፅእ፡፡ ኣድራሻ ናይ ቀደም አፀዋውዓ ቀበሌ 17 ማረት ፊት ንፊት ቁሩብ እትው ኢልካ ዝርከብ ዓይ ህንፃ |