ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | መካኒክ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2007 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ታሕሳስ 13, 2007 |
ቦታ | መቀለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 2 |
መብርሂ | ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- ኮሌጅ ዲፕሎማ 10+ 3 ጀነራል መካኒክ / ኤሌክትሪክ መካኒክ 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ |
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | ናይ ቑፃር ኹነታት –-- ንናይ ፕሮጀክት ግዜ መቐለ አመልከቲ ዘይምለስ ቅዳሕ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ስራሕ ልምድን ካልኦትን መረዳእታ ሒዘኩም ብምቕራብ ካብ ዕለት 06/ 04/ 2007 ዓ/ም - 13/ 04 /2007 ዓ/ም ምምዝጋብ ከምትክእሉ ነፍልጥ:: መመዝገቢ ቦታ –-- ፕሮጀክት ኦፊስ ዒላላ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሽን |