https://milkta.com/ti/jobs/display/65
ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ
መፀውዒ መደብ ሲቪል መሃንዲስ II ሲቪል መሃንዲስ III
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥሪ 1, 2006
ቦታ ወልቃይት
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ደረጃ

ሲቪል መሃንዲስ 12 ወይም ሲቪል መሀንዲስ ደረጃ 13

 

ብሲቪል ኢንጅነሪንግ 0 ስራሕ ልምዲ

ብሲቪል ኢንጅነሪንግ Bsc በቲ ሞያ2 ስራሕ ልምዲ ዝሰርሐ/ት 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ኣባል ብናይ ክልልስኬል ንኽፍል ምኻና

 

ኣመልከቲ ምልክታ ካብ ዝው ፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ተከታተልቲ መዓልቲታት ናይ ትምህርቲን ስራሕን መረዳእታ ኦርጂናል ምስዘይ ምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ መቐለ ህንፃ ኣካል ጉዳኣት ኩናት ትግራይ 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 3 ብምቅራብ ምምዝጋብ ትኸሉ ምካንኪም ንገልፅ ንዝበለፀ ሓበረታ ብሰልኪ ቁፅሪ 0444-418689 ምድዋል ይከኣል 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle