https://milkta.com/ti/jobs/display/6495
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኤ/ሴክሬታሪ 2-1-10 / ኤ/ሴክሬታሪ 2-2-13 / ሴ/ሴክሬታሪ 2-4-2
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011
ቦታ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ማናጅመንት
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

Technology IT A Information Technology Assistance/ IT Support System Service, IT Support System service, IT Support Service, Administrative Secretary, IT computer Science, MIS /Management Information System/ AOST /Adnubustarion office  Secretarial Technology/ etc

ተደላይይ ክእለት

ልምዲ ስራሕ

ኣይገለፀን

መተሓሳሰቢ

 ናይ ምዝገባ ግዜ ካብ 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/08/2011 ዓ/ም

 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 23/08/2011ዓ/ም

ተወዳዳረቲ ዘለኩም መረዳእታ ት/ቲ ይኩን ናይ ስራሕ ስእነት መረዳእታ ኦርጂናል ዘይምለስን ፎቶኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3-09 ኣብ ስራሕ ገዜ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምዃንኩም ነተሓሳስብ፡፡

0344-404268

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle