| ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ንብረት መዝጋቢ /ተቆፃፃሪ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2007 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2007 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ
ተደላይ ትም/ቲ ደረጃ –-------- ዲፕሎማ ብማተርያል ማናጅመንት ካልኦት ተዛመደቲ ዓይነት ትምህርትን ቀጥታ ስራሕልምዲ –----------- 2 ዓመት ተወሳኺ ክእለት –--------- መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር ዘለዎ /ዋ |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ትግራይ ፐርሰኔልን ጠ /ግልጋሎት ቢሮ ቁፅሪ 440 |