| ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኤሌክትረሻን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ ብኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ |
| ተደላይይ ክእለት | ዲግሪ ብኤሌክትሪሲቲ ወይም ተዛመድቲ |
| ልምዲ ስራሕ | ብቀጥታ 4ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ 30/08/2011ዓ/ም 2 ኣብ እዋን ምዝገባ ናይ ት/ቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምሓዝ የድሊ፤ 3 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ቃላሚኖ ቢሮ ቀፅሪ 40 ምምዝጋብ ይከኣል፤ 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድሕሪ ምዝገባ 5 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599831 ምሕታት ይከኣል፡፡ |