https://milkta.com/ti/jobs/display/6395
ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ
መፀውዒ መደብ ሴክረታሪ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011
ቦታ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃር ብቀዋምነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ሴክሬታርያል ሳይንስን ኦፊስ ማኔጅመነት /SSOM/ ማኔጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም /MIS/ ኮምፒዩተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ ወይ ቴክኒክን ሞያን ደረጃ -3 ወይ 10+3

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ ስነ ምግባሩ/ራ መረኣያ ዘኮነነ ለቨል ባይ ለቨል ብርኪ 3

መተሓሳሰቢ

1 ቦታ ምዝገባ ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅከ/ስ/ኣ/ሓ/ሰብ ጥቃ ሓዱሽ መነሃርያ መቐለ

2 ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለትን ሰዓትን 09/08/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ

3 ምዝገባ ዝውደኣሉ ዕለትን ሰዓትን 15/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

4 ምልመላ ዝካየደሉ ዕለትን ሰዓትን 18/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ጀሚሩ

5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 21/08/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3፡00

ፈተና ዘወሃበሉ ቦታን ቁፅሪ ቢሮን  ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅከ/ስ/ኣ/ሓ/ሰብ ጥቃ ሓዱሽ መነሃርያ መቐለ

ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቱ ይሕግዝ/የበረታትዕ 3% ይውስክ ማዕረ ተወፂኦም ውን ቀዳምነት ይወሃበን

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle