| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ክኢላ መፅናዕትን ክትትልን ቁፅፅርን ስድራ ስውኣትን ፅ/ተጋደልትን -ሞተረኛ ፖስተኛ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛ ብደገ ዝውውርን ቁፃርን ከወዳድር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶሻል ወርክ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ኩሎም ማናጅመንት ዲግሪ 10ይ ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ |
| ተደላይይ ክእለት | ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶሻል ወርክ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ኩሎም ማናጅመንት ዲግሪ 10ይ ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ |
| ልምዲ ስራሕ | 1ይ ዲግሪ 7ዓመት ልምዲ ስራሕ 2ይ ዲግሪ 5 ዓመት - 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዐለት 03/08/2011ዓ/ም ክሳብ 11/08/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና ኦፊስ ቁፅሪ 263 ኣብ ዳ/ኣ/ሓይሊ ሰብ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ እዋን ምዝገባ ት/ቲ መረዳእታ ስራሕ ልምዲን ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጂናሉ ምቅራብ ንተፈናቀልቲ ወገናት ተወዳደርቲ ናይ ተፈናቀልቲ መረዳአታ ከቅርቡ ይግባእ፤ ፈተና ዝወሃቡ ዕለት ብዝወፅአ ምልክታ ይግለፅ፡ ተወዳደርቲ መረጋገፂ ብቅዓት /ሲኦሲ/ ዝምልክተኩም እንትኮኑ ዝሓለፈ/ት ምዃኑ/ና መረጋገፂ ዘቅርብ |