| ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፀሓፊት ዶክመንት ካሸር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብኮምፒዩተር ሳይነስ ደረጃ 3 ዲፕሎማ ወይ ሴክረታሪን ኦፊስ ማናጅመንት ደረጃ 3 ዲፕሎማ ወይ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ደረጃ 3 |
| ተደላይይ ክእለት | ዲፕሎማ |
| ልምዲ ስራሕ | 3 years and above |
| መተሓሳሰቢ | እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 14/08/2011ዓ/ም ኣድራሻ ቀዳማይ ወያነ 2ይ ደብሪ 211 መ/D |