ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ልምዓታውን ትልምን በጀት |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 |
ቦታ | |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ኪኢላ ልምዓታውን ትልምን በጀት ኣወዳዲርና ክንቆፅር ንደሊ፡ |
ትምህርቲ ደረጃ | ኢኮኖሚክስ፣ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ |
ተደላይይ ክእለት | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ብዲግሪ 6ተ ዓመት |
ልምዲ ስራሕ | 6 ዓመት |
መተሓሳሰቢ | ሰራሕ ልምድን ተደላይ ክእለትን እተማለአኡ ተወዳደረቲ ካብ 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ 15/08/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ሓይሊ ሰብን ጥቅማጥቅምን ክትምዝገቡ ነፍልጥ፡፡ 1 ኣባል ውድብ/ ደጋፊ/ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤ 2 ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ብምትሕብባር ናይቲ ክፍሊ ስራሕ ይትልም፣ የዋድድ፣ ይመርሕ፣ ይቆፃፀር ስልኪ 0344-416731 |