ስሙር ሕርሻ ልምዓት ሓ/ዝ/ው/ኩባንያ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ሓይሊ ሰብ ምምሕዳር |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 |
ቦታ | |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ስሙር ሕርሻ ልምዓት ሓ/ዝ/ው/ኩባንያ ኣብ ጣብያ ወራባየ ቁሸት ሁጅራ ዝርከብ ኮይኑ ፅሬት ዝሓለወ ናይ ኣሕምልትን ፍራምረን ምህርቲ ካብ ዘቅርቡ ድርጅታት ሓደ እዩ፡፡ ስለዝኮነ ድርጅትና ዝ/ዩ ሕርሻ ልምዓት ስራሕትና ደገፍቲ ዝኮኑ ናይ ስራሕ መደባት ብቋሚነት መልክዕ ብምቁፃር ከስርሕ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተገለፁ ረቋሕታት መሰረት መስታወቂያ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 3 መዓልታት ናብ ድርጅትና መፂኩም ንክትምዝገቡ ክንገልፅ ንፈቱ፡፡ |
ትምህርቲ ደረጃ | ብማኔጅመንት፣ ፐብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ሁማን ሪሶርስ ማናጅመንት ካልኦት ተዛመድቲ ሞያታት ዝተመረቀ/ት |
ተደላይይ ክእለት | ብማኔጅመንት፣ ፐብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ሁማን ሪሶርስ ማናጅመንት ካልኦት ተዛመድቲ ሞያታት ዝተመረቀ/ት |
ልምዲ ስራሕ | 0 |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ - ናይ ምግብን ገዛ ክራይን ብድርጅቱ ዝሽፈን ይከውን፡፡ ኣመልከቲ ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 16 ፊት ለፊት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዶቭ ካፌ ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 302 መፂእኩም ዘይምለስ ናይ ትምህርትን መረዳእታ ኮፒ ኣቅርቡ፤ ስ.ቁፅሪ 0930-283692/0930-414423/0933-488766 |