| ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ትግራይ ሓ/ዝ/ሕብረት | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ዕዳጋ ልማዓትን ቀረብን መምርሒ ሓላፊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥሪ 1, 2006 |
| ቦታ | መቐል |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትግራይ ኩሉመዳይ ዕዳጋ ፈደረሺን ሓ/ዝ/ ሕብረት ስራሕ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ኽቖፅር ይደሊ። ሰለዚ ኤም ኤ ብ ኤስ ሲ ቢ ኤ ብማርከቲንግ፣ ብኮኦፕረቲቨ ማርኬቲንግ፣ ብኢኮኖሚክስ ተመሳሰሊ ብውሕዽ ንኤምኤስ 4 ዓመት ንቢኤ 6 ዓመት ብሓላፍነት ዝሰርሕ ተመራፂ ፆታ ኣይፈሊን
|
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ
|