https://milkta.com/ti/jobs/display/540
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊስ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ጥቅምቲ 16, 2007
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2007
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 2
መብርሂ

ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዘተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ::

ዓይነት ትምህርቲ

  • ብሴክሪታሪያል ሳይንስን ኦፊስ ማናጅመንት

  • ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ

ተደላይ ክእለት

  • መደብ ስራሕ ብዝሐቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያ ብ 10 ተ 3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪIII 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ናይ ምዝገባ ዕለት 13 /02 /2007 ዓ/ም እስካብ 25 /02 / 2007 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም አብ ቢሮ ሰ/ማ /ጉዳይ ደ/ ከ /ሰ/ኣ /ስራሕ ሐይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 61 ንክትምዝገቡ እንዳተሓሳሰብና ድሕሪ ታህሳስ 2006 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቐ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተመረቐ መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ኸቕርብ አለዎ::

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle