| ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ዳይሬክተር ልምዓታዊ ትልሚ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ የካቲት 4, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ የካቲት 8, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ንምምላእ ብቀዋምነት ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፤ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ወ/መተ/ልምዓታዊ ትልሚ፣ ክኢላ ክትትልን ገምጋምን ደጋፍን፣ሓላፊ ፋይናንስ ምምሕዳረን፣በጀትን ክትትልን ክኢላ መረዳእታን መፅናዕትን ትንተናን፣ ሒሳብ ሰራሕተኛን ክፍሊት ወ/ሒሳብን፣ሒሳብ ወፃኢታትን በዓል ሞያ፣ ካፒታል /መደበኛ በጀት ሓላፊ ግዝኢትን ክፍሊት ሓላፊ፣ ሒሳብ በጀትን መተሓባበሪ/ቡዱን መራሒ ወዘተ |
| ተደላይይ ክእለት | ደግሪ ኢኮኖሚክስ፣ ብማኔጅመንት፣ ቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ስታስቲክስ ደቭሎፕመንት ፕላኔግ፣ ሪጅናል ፕላኔግ፣ ኣካውንቲንግ |
| ልምዲ ስራሕ | ንዲግሪ 10 ዓመት ን2ይ ዲግሪ |
| መተሓሳሰቢ | 1 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04/06/2011ዓ/ም ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም 2 ናይ ምዝገባ ቦታ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጥቃ ማይክሮ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2650 ቀዳማይ ደብሪ ሓ/ሳብ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419164 |