| ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | መራሒ ማእኸላይ ኣውቶቡስ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ታሕሳስ 18, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 14-13-74 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ንሓብራዊ ህንፃ ሰራሕተኛታት ሰርቪስ ትህብ ማእከላይ ኣውቶቡስ ዝገንሕ ሰራሕትኛ ኣውዳዲሩ ብቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማልእ ስለዝደሊ ንተውዳደርቲ ምልክታዚ ያዕድም ተደላይይ ክእለት 4ይ ክፍሊ ዝ ወዴአ/ት 5ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ 0 ዓመት ስራሕ ልምድን 4ይ ክፍሊ ዝ ወዴአ/ት 4ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ 4 ዓመት ስራሕ ልምድን |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን |