| ኮሌጅ እንጅነሪንግ ማርስ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኤሌክትሪክ ኣሲስታንስ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2007 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2007 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማርስ ኢንጅነሪንግ ኮሌጅ በዚዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቕፅር ይደሊ ብዙይ መሰረት |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | አመልከቲ ናይ ደረጃ ትምህርቶምን ስራሕ ልምድን ዘለዎም መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን CV ክቕርቡ ይግባእ::
|