ኣብ ላዕሊ ብዝተገለፀ ዝርዝር መሰረት ንሙቑፃር ድሌት ዘለኩም ኩሉ ዘድሊ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ካብ ዕለት 30/ 01 /2007 - 06 /01 /2007 ዓ/ም ኣብ ቢሮ ልምዓት ሓይሊ ሰብ እናመፃእኹም ንክትምዝገቡ ነተሓሳስብ:: N.B - ናይ ፈተና ጊዜ ብምልክታ ነፍልጠኩም:: ኣድራሻ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0348409235 ወይ 0925049038 |