https://milkta.com/ti/jobs/display/512
ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/
መፀውዒ መደብ ዉሽጢ ኦዲተር
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መስከረም 21, 2007
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 30, 2007
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ናይ ስራሕ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ህወሐት ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቆሓ እተማልኡ ተወዳደረቲ አባል ዉድብ ወይ ድማ ደጋፊ ዝኾንኩም ክትምዝገቡ ንዕድም::

 

ደረጃ ት/ቲ      ብድግሪ ብአካዉንቲንግ

ዕድመ            -    18-35

ፆታ         -        አይፈልን

ስራሕ ልምዲ     -  ንልዕሊ 2 ዓመት በቲ ስራሕ ዝሰርሐ ዝሰርሐት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ክትወዳደሩ እትኽሉ ኣመልከቲ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኣባልነትን ድጋፍን ዋንኡ ምስ ፎቶ ኮፒን ሒዝኩም ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 2001 2007 ዓም ክሳብ 30012007 ዓም ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 108 ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ ንዕድም::

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 67 31 ይሕተቱ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሐ.ት/

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle