| ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሪከርድን ማህደርን ሰራሕተኛ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 20, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ የካቲት 1, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 3 |
| መብርሂ | ኣብ ቢሮ ሰርቪስ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ን6 ወርሒ ኮንትራክት ኣወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ፤ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብሪከርድ ማኔጅመንት፣ብላይብረሪ ሳይንስን ኢንፎርሜሽን ማናጅመንት SSOM, Hard ware &Network service, Data base administrative, It service management Regulatory Service Management creation & Resource mobilization, Business management personal mgt, administrative service, Management & technology system, public sector administration Etc.. |
| ተደላይይ ክእለት | ብሪከርድ ማኔጅመንት፣ብላይብረሪ ሳይንስን ኢንፎርሜሽን ማናጅመንት SSOM, Hard ware &Network service, Data base administrative, It service management Regulatory Service Management creation & Resource mobilization, Business management personal mgt, administrative service, Management & technology system, public sector administration Etc.. |
| ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | 1 ኣብ እዋን ምዝገባ ኩሎም መረዳእታት ካልኦት ኣድለይቲ መረዳእታት ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ይግባእ፤ 2 ምዝገባ ዝጅምረሉ ካብ 20/05/2011ዓም ክሳብ 1/06/2011 ዓ/ም 3 ምዝገባ ቦታ ቢሮ ሰርቪስ ቢሮ ቁፅሪ 1-13 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 |