https://milkta.com/ti/jobs/display/500
ኣግኣዚ ማእከል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ
መፀውዒ መደብ አሰልጠኒ/ት
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 19, 2007
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 30, 2007
ቦታ ዉቕሮ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 3
መብርሂ

ማእኸል መስልጠኒ ሰብ ሞያ አካላት ፍትሒ ኣግአዚ ብሂራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ አብ 2007 ዓም እዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲ ክቆፅር ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሓ ተማልኡ ተወዳደርቲ ይዕድም::

ቶፕ ኣፕ      800

ተደላይ ክእለት

  • ብሕጊ 2ይ ዲግሪ /LLM/ዝተመረቐት ኮይኑ ናይ ክልተ ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎዋ አብ ክልል ዞባ ዳኛ ወይም ዓ ሕጊ ኮይኑ ዝሰርሓ/ት

  • ብሕጊ 1ይ ዲግሪ/LLB/ ዝተመረቐት ኮይኑ ና ሐሙሽተ ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎዋ አብ ክልል ዞባ ዳኛ ወይም ዓ ሕጊ ኮይኑ ዝሰርሓ/ት

  • ን ሕጊ መንግስቲ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲ ሪፐብሊክ ኢትዩ /ን ብ/ ክ/መ /ትግራይ ተኣማኒት ዝኾነ/ት

  • ኣብ ህዝቢ ፅቡቕ ተቐባልነት ዘለዎዋ ብ ሰነ ምግባሩ/ ራ ዝተመስገነ/ት

  • ብገበን ተኸሲሱሳ ጥፍኣተኛ ዘይተባሃለ/ት

  • ናይ ክልልና ቆንቆ ብዝግባእ ዝክእል/ ትኽእል

  • ናይ ኮምፒተር መሰረታዊ ፍልጠት ዘለዎ/ዋ

  • ፖሊስን ስትራቴጅን ጉዕዞ ህዳሰ ሃገርና ኢት/ያ ኣመልኪቱ እኹል ፍልጦ ዘለዎዋ ንምፍፃም ድልዉ ዝኾነ/ት

  • አብ ክልል ወይ ፌዴራል ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ አካላት ፍትሒ ኣትዩ ያ ሰልጠና ዝወሰደ/ት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሐሳሰቢ

  • መመዝገቢ ዕለት ካብ 19/01/2007 ዓ/ም ክሳብ 30/01 /2007 ዓ/ም

  • መመዝገቢ ቦታ ኣ/ማ /መ/ ሰ/ ኣ /ፍትሒ ዉቕሮ

  • ዘድሊየኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ትመፁ

  • ንደቂ ኣንስቲዩ ብፍሉይ ነተባብዕ

  • 0344430076 ፋክስ

  • 0348430052 ስ.ቁ

  • 0914396054 ሞባይል


 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle