| ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፋይናንስ ሓላፊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ከፍተኛ ኤክስኩቲቭ/ ፕረስደንት/ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትካልና ፍረስውኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ሰራሕ ከቆፅር የደሊ። |
| ትምህርቲ ደረጃ | BA(MA/MBA) ብAccounting Finance ወይ ብተመሳሳሊ |
| ተደላይይ ክእለት | ንማስተር 8ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ 3ተ ዓመት ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት ንዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት |
| ልምዲ ስራሕ | 8-10 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | - ካብ 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16-05/2011ዓ/ም ኦርጂናል ዶክመንት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምፀእ ትኽእሉ። -ዓይደር ክፍለ ከተማ 03
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-130690/700417 |