| ሚዛን ልቃሕን ዕቃርን ሕ/ስ/ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሲኔር ኣካውንታት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 6, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥሪ 11, 2011 |
| ቦታ | 1 |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ሚዛን ዕቃርን ልቃሕን ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብቀዋሚ ክንቆፅር ንደሊ። |
| ትምህርቲ ደረጃ | በኣካውንቲንግ ፣ብኣካውንቲንግ ፋይናንስ ፣ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ብኮፕረቲቭ ኦዲቲንግ፣ ብኮፕረቲቭ በፋይናንሻል ማናጅመንት |
| ተደላይይ ክእለት | በኣካውንቲንግ ፣ብኣካውንቲንግ ፋይናንስ ፣ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ብኮፕረቲቭ ኦዲቲንግ፣ ብኮፕረቲቭ በፋይናንሻል ማናጅመንት |
| ልምዲ ስራሕ | መመዝገቢ ቦታ- ሚዛን ዕቃርን ልቃሕን ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ቀፅሪ ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንርከብ |
| መተሓሳሰቢ | ተወዳደርቲ ዘለኩም ናይ ስራሕ ልምድን መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ዘይምለስ ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት ኣብ ቀፃሊ ንምልክታ ዝልጠፍ ይኸውን። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-416256 |