https://milkta.com/ti/jobs/display/47
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ በዓል ሞያ ኤሌክትሮኒክስ ምምሕዳር ፅገና ቴሓር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 27-9-1
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም

ተደላይይ ክእለት

1ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ ዝሰርሐ/ት፣ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝኮነ/ት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 08/04/2006 – 18/04/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ታሓዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ደ/ከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ክትምዝገቡ እናታሕሳሰብና ካብ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደኣ ካብ ሙያ ብቅዓት // መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ኣለዎ።

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ዝገልፅ ምካኑ ንሕብር።

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle