https://milkta.com/ti/jobs/display/45
በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኣካቢ እቶት
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2006
ቦታ ኣዕቢ ወንበርታ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኮሎጅ ዲፕሎማ ---4 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ብኣካውንቲንግ ታክስ ኣድሚኒስትረሽን ፐብሊክ ፋይናንስ ማናጅመንት ቢዝነስ ማናጅመንት ኢኮኖሚክስ ስታስቲክስ ኮምፒተር ሳይንስ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  1. ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ት /ቲ ስራሕ ልምዲን

  2. ናይ ምዝግባ እዋን ካብ ታሕሳስ 05/2006 ክሳብ ታሕሳስ 12/2006 ኣብ ዘሎ ጊዜ

  1. ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ በዓል እቶት ልማዓት ክልል ትግራይ ኣመ /ስራ/ሓይሊ ሰብን

  1. ኣብ ተራ ቁዕሪ 2ን 3ን ዝተጠቀሱ ስራሕ መደብ መረጋገዒ ብቃዓት COC ከቅርብ ዝክእል

ምስ ሰላምታ

በዓል መዚ ልማዓትን እቶትን ክልል ትግራይ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle