https://milkta.com/ti/jobs/display/440
ደስታ ቪድዩግራፍን ሕትመትን ቴክኖሎጂ ኮሌጅ
መፀውዒ መደብ መምህር ቪድዩግራፈን ፎቶ ግራፍን
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጳጉሜን 3, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 5, 2007
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 3
መብርሂ

ማስታወቂያ ንደለይቲ ስራሕ

ደስታ ቪድዩግራፍን ሕትመትን ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ሙያን ክእለትን ዘለዎ መምህር አወዳዲሩ ቀዋምነት ክቖፅር ይደለይ::

ደረጃ ትምህርቲ TVET ብርኪ IV ን ወይ ድማ 1ይ ዲግሪ ብቪድዩግራፈ /ፎቶግራፈን ተመሳሳሊ ሙያን

ልምዲ ስራሕ           ሐደ ዓመት

ፍሉይ ኩነታት             ምዘና ብቅዓት ሙያ (COC) ዝሐለፈ

ብስምምዕነት

ፆታ ኣይፈልን

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ስለዝኮነ ነቲ ረቆሒ ተማልኡ ዝተማለአ መረዳእታን ሒዝኩም ካብ ነሐሰ 30/2006ዓ/ም ክሳብ መስከረም 05/2007ዓም አብ ኮሌጅና ቢሮ ምምሕዳር ክትምዝገቡ ትኽእሉ ናይ ተግባር ፈተና ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ይግለፅ::

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle