ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ገንዘብ ተሓዚ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ነሓሰ 29, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጳጉሜን 5, 2006 |
ቦታ | ክልል ቢሮ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 27- 7 -15 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ:: ዓይነት ትምህርቲ : ኣካዉንቲንግ ተደላይ ክእለት : መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4 ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ -ቐዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት -ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ -ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ |
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሳቢ ናይ ምዝገባ ዕለት 26/12/2006ዓ/ም እስካብ 05/13/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም አብ ቢሮ ሰማጉዳይ ደ/ከ/ሰ/አ ስራሕሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክትምዝገቡ ባ እንዳታሓሳሰብና ድሕሪ ታህሳስ 2006ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቐ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ (COC) መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ክቕርብ አለዎ:: |