ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊስ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ነሓሰ 29, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጳጉሜን 5, 2006 |
ቦታ | ክልል ቢሮ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 27- 5 -2 / 27- 8 -2 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 2 |
መብርሂ | ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ:: ዓይነት ትምህርቲ : ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት " ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ተደላይ ክእለት : መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ብዲፕሎማ ዝተመለቐ/ት ወይ ብብርኪ III 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎዋ ስራሕ ልምዲ
|
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ |
መተሓሳሳቢ ናይ ምዝገባ ዕለት 26/12/2006ዓ/ም እስካብ 05/13/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም አብ ቢሮ ሰማጉዳይ ደ/ከ/ሰ/አ ስራሕሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክትምዝገቡ ባ እንዳታሓሳሰብና ድሕሪ ታህሳስ 2006ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቐ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ (COC) መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ክቕርብ አለዎ
|