https://milkta.com/ti/jobs/display/407
ማሕበር ባህሊ ትግራይ
መፀውዒ መደብ ዋና ኣካያዲ ስራሕ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ነሓሰ 15, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ነሓሰ 24, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቆፅር ስለዝደለየ መዐቀኒ እቶም መደባት ስራሕ እተማልኡ ክትምዝገቡ ይዕድም::

 

ተደላዩ ብርኪ ትምህርቲ ማስተርስ ድግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ወይ ንድግሪ 10 ዓመት


 

ዓይነታት ትምህርቲ ማናጂመንት " ቆንቆ ተዛማድን ወይ ካብ ስነ -ጥበብ ብሓዲኦም ተዛማድነት ዘለዎም ዓይነት ትትን


 

አግባብነት ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ማስተርስ ድግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ንድግሪ 10 ዓመት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መዘኻኻሪ

  • ናይ ኮምፒተር መሰረታዊ ክእለት ዘለዎዋ

  • ኣባል ማሕበር ዝኾነ ይምረፅ

  • ሰራሕተኛታተ ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ምስ ኮኑ ቤት ፅሕፈት ዝህቦም ተደራቢ ስራሕ እተሃልዩ ንምስራሕ ዱሉዉ ዝኮነ ዝኾነት

  • ኣመልከቲ ኣድለይቲ ዝባሃሉ መረዳእታት ሒዝኩምክን ካብ ዕለት 14 ጀሚሩ ተኻታታሊ 10 ናይ ስራሕ ሰዓት ክትምዝገቡ ባ ንዕድም

  • ኣድራሻና ካብ ኣደባባይ ሓዉዜን ናብ ኣዳባባይ ዘስላሰ ኣብ ዝወስድ መንገዲ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 415686 /0914767287


 

ቑፅሪ ሳንዱቅ ፖስታ 1257  

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle