https://milkta.com/ti/jobs/display/396
ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ሓላፍነቱ
መፀውዒ መደብ ንብረት ክፍሊ (Storekeeper)
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ነሓሰ 12, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ነሓሰ 15, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ሓላፍነቱ  ዝተወሰነ  ሕ/ስ/ማሕበር  ሸማቶ  ሰራሕተኛታት   ዩኒቨርስቲ  መቐለ  ካብዚ  ንታሕቲ  ንዘተዘርዘሩ  ክፍቲ  ናይ ስራሕ  ቦታታት  ረቆሓ  ዘማልኡ  ኣመልከቲ  ክቆፅር  ይደሊ::

ደረጃ ትምህርቲ       ዲፕሎማ 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 3 0 (ዜሮ ) ዓመት 10 ተ 2 1 (ሓደ ) ዓመት 10 ተ 1 2 (ክልተ) ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ

ዝሰልጠንሉ ዓይነት ትምህረቲ        

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መዘኻኸሪ

1 ንምዘገባ ዘድሊ ዲክመንት ኦርጀናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ዘይመለስ ፎቶ ኮፒን

2 መመዝገቢ ዕለት ካብ 8/12/2006 - 14/12/2006 ዓ/ም

3 መመዝገቢ ቦታ ዩኒቨርሰቲ መቐለ ዓዲ ሓቒ ግቢ ክፍሊ ትምህርቲ ሕብረት ስራሕ ( Department of Cooperative studies )

4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን 19/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ዩኒቨርሰቲ መቐለ ዓዲ ሓቒ ግቢ ክፍሊ ትምህርቲ ስራሕ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle