https://milkta.com/ti/jobs/display/39
ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኪኢላ ወረዳኔት ኣድሚኒስትሬተር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ኣወዳዲረየ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።

1ይ ዲግሪ ብኣይቲ ዝተመረቀ/ት

ሓሳባት ጠሚርካ/ ወዲብካ ናይ ምቅራብ ክእለት አለዎ/ዋ

6ዓመት ኣግባብ ስራሕ ልምዲ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ዘለክን/ኩም መረዳእታ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኦርጂናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክትሕዙ/ዛ ኣለኩም/ክን

ምዝገባ ቦታ ኣበ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ኣብ ደ/ከ/ስ/ኣመ/ ሓይሊ ሰብ

ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 07/04/2006-11/04/2006 ዓ/ም ተከታተሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ንገልፅ ምኳና ነፍልጥ።

ኣድራሻና ስልኪ ቁጽሪ 0344-40 4157

ፋክስ 0344-408406

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle