https://milkta.com/ti/jobs/display/385
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኤሌክትርሻን
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ነሓሰ 6, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ነሓሰ 8, 2006
ቦታ ክልል ቤ/ፅ ር/ምም/ ር ክልል ትግራይ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 2-4-15
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቖፅር ይደሊ::

ተደላይ ክእለት

  • ቴክኒክ ሙያ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ2 ብሰቲ ዝተመረቐ ወይ ካልአይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 9 ዓመት በቲ ሙያ ኣግባብ ዘሎዎ ስራሕ ልምዲ /coc/ ዝሐለፈ::

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 7 ዓመት በቲ ሙያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ /coc/ ዝሐለፈ::

  • መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ብብርኪ IV ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ 4ተ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ በቲ ሙያ 5 ዓመት /coc/ ዝሐለፈ::

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 01/12/2006 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/12//2006 ዓ/ም

  • ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 09/12/2006 /ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት

  • ተወዳደረቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስርሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3-09 ኣብ ስራሕ ግዜ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምኮንኩም ነተሓሳስብ::


 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle