https://milkta.com/ti/jobs/display/383
ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋ/ወይን
መፀውዒ መደብ ካሽ ኮሌክተር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ነሓሰ 5, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ነሓሰ 9, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ንዳእ ጋ /ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ዘድሊ መዐቀኒታት ክተማልኡ ትክእሉ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ :;

ተደላይ ክእለትን ከማልኦ ዝግባእን:           ብሞያ ኣካዉንቲንግን ብተመሳሳሊ ሞያን ዲፕሎማ ዝትመለቐ/ቐት

ስራሕ ልምዲ:                               በቲ ሞያ 2 ዓመትን ልዕሊኡን ዘገልገለን

መብርሂ

  • ሙሉእ ዋሕስ ከቐርብ ዝክእል

  • ካብ ዝኮነ ይኩን ዓይነትገበን ነፃ ዝኮነ


 


 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝገባ ሰዓት ካብ 03/12/2006 ዓ/ም ክሳብ 09/12/2006 ዓ/ም ኣብ ጉና ህንፃ ዋና ቤት ፅሕፈት ም/ጋ/ወይን ምም/ር ሐይሊ ሰብ ቑ ቢሮ 6

  • ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 12/12/2006ዓም ሰዓት 8:30


 


 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle