https://milkta.com/ti/jobs/display/324
ማሕበር ልምዓት ትግራይ
መፀውዒ መደብ መካኒክ ተሽከርከርቲ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 9, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 12, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ክፍቲ መደብ ስራሕ ካብ ሰራሕተሻታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ደረጃ ትምህርቲ
ዲፕሎማ ብኣውቶሞቲቭ፣ መካኒክ ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርቲ
ተወሳኪ ክእልት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ
ቀጥታ ስራሕ ልመዲ 4 ዓመት ዘለዎ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
ኣመልከቲ ልዕል ኢሉ ዝተገለፀ ረቋሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብስራሕ ሰዓት ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ /10/ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዋና ቤ/ፅ መቐለ ላ/ኪኢላ ምምሕዳር ሓ/ሰብን ስልጠናን ቢሮ ቁፅሪ 410 ዘይምለስ ኮይኑ ናይ ት/ቲ፣ ስራሕ ልመዲ ካልኦት ጠቐምቲ መረዳእታት ብምቕራብ ክትምዝገቡ ክትክእሉ ንሕብር።
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle