ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ምጥያሽ ምጥንካርን መመዘኒ ማእኸላት |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሰነ 4, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሰነ 12, 2006 |
ቦታ | ኣክሱም |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 36-3-5-5 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ማእከል/ ኣክሱም
ተደላይ ኽእልት
ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ
|
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | አብ ላዕሊ ዝተገለፁ ምቑፃር ድሌት ዘለኩም ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ክልል ትግራይ ኦርጅናል መረዳእታኹም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ክሳብ 11/10/2006 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ መመዘገቢ ቦታ ብዞባ ሰ/ም ብ/ሽረ መመዝገቢ ቦታ ሽረ SDC ንዞባ ማእኸላይ /ኣክሱም ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ ወይ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 10 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕቲ ኣይሊሰብ ፈተና ጊዜ ብምልክታ ክግለፅ ምካኑ ንሕብር |