ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊስን |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሰነ 4, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሰነ 12, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 36-7-2 ፅሂ-8 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ብብርኪ 4 ኮይኑ ብምምሕዳር ኦፊሰርን ፅሕፈትን ዝተመረቐት/ቐ
ካብ ኮሌጅ ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ናይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኦ/ት ብፀሓፊነት ዝሰርሐት 4+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ምዘና ምርግጋፅ ብቅዓት ዘለዎ/ዋ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ናይ 4+ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት ብፀሓፊነት ዝሰርሐት 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘሎዋ/ዎ ናይ ቀደም 12 ክፍሊ/ በሓዱሽ ደንቢ 10ይ ዝወደኣት 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ ካበ ቴክኒክን ሞያን ቤት ትምህርቲ 10+1/ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 6+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ምዘና መረጋገፂ ብቅዓት ዘሓለፈት
|
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | አብ ላዕሊ ዝተገለፁ ምቑፃር ድሌት ዘለኩም ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ክልል ትግራይ ኦርጅናል መረዳእታኹም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ክሳብ 11/10/2006 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ መመዘገቢ ቦታ ብዞባ ሰ/ም ብ/ሽረ መመዝገቢ ቦታ ሽረ SDC ንዞባ ማእኸላይ /ኣክሱም ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ ወይ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 10 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕቲ ኣይሊሰብ ፈተና ጊዜ ብምልክታ ክግለፅ ምካኑ ንሕብር |