https://milkta.com/ti/jobs/display/312
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊስን
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 3, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 12, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 36-3-2
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን
ብብርኪ 4 ኮይኑ ብምምሕዳር ኦፊሰርን ፅሕፈትን ዝተመረቐት/ቐ

ተደላይ ኽእልት
ካብ ኮሌጅ ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ናይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኦ/ት ብፀሓፊነት ዝሰርሐት 4+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ
ምዘና ምርግጋፅ ብቅዓት ዘለዎ/ዋ
ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ናይ 4+ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት ብፀሓፊነት ዝሰርሐት 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘሎዋ/ዎ
ናይ ቀደም 12 ክፍሊ/ በሓዱሽ ደንቢ 10ይ ዝወደኣት 10 ዓመት ስራሕ ልመዲ
ካበ ቴክኒክን ሞያን ቤት ትምህርቲ 10+1/ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 6+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ
ምዘና መረጋገፂ ብቅዓት ዘሓለፈት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

አብ ላዕሊ ዝተገለፁ ምቑፃር ድሌት ዘለኩም ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ክልል ትግራይ ኦርጅናል መረዳእታኹም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ክሳብ 11/10/2006 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ
መመዘገቢ ቦታ
ብዞባ ሰ/ም ብ/ሽረ መመዝገቢ ቦታ ሽረ SDC ንዞባ ማእኸላይ /ኣክሱም ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ
ወይ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 10 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕቲ ኣይሊሰብ
ፈተና ጊዜ ብምልክታ ክግለፅ ምካኑ ንሕብር

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle