https://milkta.com/ti/jobs/display/311
ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ በዓል ሞያ ፅገናን ናውንቲ ቲሓር
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 29, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 7, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ መመቑ -11-5.1
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ ቢሮሲቪልሰ ርቪስ ኣብ ደጋፊ ከ/ስራሕ ኣይሲቲ ዝርከብ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ተሓሳቢ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክምድብ ይደሊ ብመሰረት እዚ
ብርኪ ተሓሳቢ ተደላይ ክእልት
ብርኪ ትምህርቲ ቢ.ኢ.ሲ ዲግሪ
ዓይነት ት/ተ ኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኤሌክትሪካል ኢንጅነሪንግ፣ ኮምፒተር ሳይንስ ኢንጅነሪንግ ፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮሚኒኪሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ
ልምዲ ስራሕ ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት
ነቲ መደብ ስራሕ ብተወሳኪ ዝድለ
1.ፍልጠት ኣብ ፖሊስን ስተራቴጅን ኣይ.ሲ.ቲ ፍልጠት በቲ ሞያ ዘለዎ ክልስ ፅንስ ሓሳብ ትርጉም ሕግታትን ኣሰራርሓታትን ዝለዓለ ፍልጠት፡
2.ክእለት ምስፍሕፋሕ መሰረት ልምዓት፡ ምምሕዳር መሰረተ ልመዓት፣ ስራሕቲ ኔትዎርክ ኮንፍጊሬሽን፣ team spritዘለዎን
3.ካልኦት ተደላይ ክእለታት/ ባህሪያት/ ንኩሎም መትከላት ስነ-ምግባር ተገዛኢ ዝኮነ/ት
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
ኣብ ምዝገባ እዋን ክቐርቡ ዝግቦኦም መረዳእታታት ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ካልኦት ዘድልዩ መረዳእታትን ኦርጅናልን ኮፒ ክቐርብ ይህግእ።
ቦታ ምዝገባ ቢሮ ሰቪል ቢሮ ቁፅሪ 119
ምዝገባ ዝጅምረሉን ዝውደኣሉን ዕለት ካብ 26/09/2006 ክሳብ 05/10/2006 ዓ/ም
/ጉድኣት ኣካል፣ ዝተሓተ ቑፅሪ ዘለዎም ብሄረሰብን ደቂ ኣንስትዮን ኣመልከቲ ይሕገዙ /ይበረታትዑ// ፈተና ዝዋሃበሉ ቦታ ቢሮ ሰ/ሰርቪስ
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 6/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ሰዓት
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle