https://milkta.com/ti/jobs/display/301
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ
መፀውዒ መደብ በዓል ሞያ ማሕበረሰብ ዉዳበታት ምዕባይ ዓቅሚን ድሕንነትን
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 22, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 27, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 2ከ12 -27-2-1
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ ኢኮኖሚክስ ,ሳሾሎጂ ,ሳይኮሎጂ ኮኣፕሬቲቨ- ሕጊ ,ስነ ፅሑፍ , ሊንጉስቲክ , ሶሻል ወርክ , ኣንትሮፖሎጂ - መሰረታዊ ኮምፒተር ምስ አፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ክፋል ሕ ሰብ ማለት ጎዳና ሐደሪ ነብስን ሸይጠን ዝመሐደራ ደክታማት ኣካል ጉድአት ኣረጋዊያን ህፃናት አግባብ ዘለዎ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 3ተ ዓመት ን 1ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካበ 19/09/06 እስካብ 26/09/2006 ዓም ንተወሳኪ ሓበሬታ መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ክፍለ ከተማ ቀ ወያነ ድብሪ 3ተ ቤሮ ቁፅሪ 34 አድላይ ዘበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅር አለኩም ል በ ዲፕሎማ ነይርኩም ናብ ዲግሪ ዘመሓየሽኩም እንተኮይኑ እሞ ዲግሪ ዝጅመርኩምሉ ድህሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም እንተኮይኑ ነቲ ዲፕሎማ ብቅዓት መረጋገፂ (COC)መረዳእታ የድሊ ተፈተንቲ ንፈተና እንትመፁ ኪለኩም መታወቂያ ኩም ሒዝኩም ንክትርከቡ ነተሓሳስብ ‘ ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 28/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ /ከተማ 1ይ ወያነ ዝውውር ተተረኪቡ ቅድምያ ንህብ ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእከላይ ዉፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮኑ ናይ ክልተ ክተቅርቡ እትክእሉ ዶኩሜንትክን ኩም ብ Exchange Kedamaywoyan ፅሬት ማሕድርን ድጋፍ ደበዳቤን ክተቅርቡ እትክእሉ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ : 0348402065 ንዝውውር ክተቅርቡ COC ግድን ኣይኮነን
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle