መፀውዒ መደብ | መተ /ምልዓዓልን ምዉዳብን ዓቅሚ ምዕባይ ስራሕቲ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጉንበት 22, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 2ከ12 -6-2-1 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ብማነጅመንት ኣግሪካልቸእራል ኢኮኖሚክስ ሳሾሎጂ ተወሳኪ ሞያ መሰረታዊ ኮምፒተር ክእለትን ስርዓተ ፆታን ፖሊስን ስትራጂ ግንዛበን ዘለዎን አብምልዓዓልን ምዉዳብን ልምዲ ዘለዎ አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን 2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ን 1ይዲግሪ 7ተ ዓመት |
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካበ 19/09/06 እስካብ 26/09/2006 ዓም ንተወሳኪ ሓበሬታ መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ክፍለ ከተማ ቀ ወያነ ድብሪ 3ተ ቤሮ ቁፅሪ 34 አድላይ ዘበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክትቅር አለኩም ል በ ዲፕሎማ ነይርኩም ናብ ዲግሪ ዘመሓየሽኩም እንተኮይኑ እሞ ዲግሪ ዝጅመርኩምሉ ድህሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም እንተኮይኑ ነቲ ዲፕሎማ ብቅዓት መረጋገፂ (COC)መረዳእታ የድሊ ተፈተንቲ ንፈተና እንትመፁ ኪለኩም መታወቂያ ኩም ሒዝኩም ንክትርከቡ ነተሓሳስብ ‘ ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 28/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ /ከተማ 1ይ ወያነ ዝውውር ተተረኪቡ ቅድምያ ንህብ ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእከላይ ዉፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮኑ ናይ ክልተ ክተቅርቡ እትክእሉ ዶኩሜንትክን ኩም ብ Exchange Kedamaywoyan ፅሬት ማሕድርን ድጋፍ ደበዳቤን ክተቅርቡ እትክእሉ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ : 0348402065 ንዝውውር ክተቅርቡ COC ግድን ኣይኮነን |