| መተሓሳሰቢ | -
ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዝርዝር መደብ ንምምዝጋብ እትቀርቡ ተቀዳደርቲ ካብ ሕዚ እትሰርሕሉ ቢሮ/ትካል/ ካብ ሐዚ እትነብርሉ ከባቢ ብዛዕባ ስነ ምግባርኩም ዝገልፅ ደብዳቤ ንፈተና ዝትፍተኑ ምካንኩም ምስ ኣረጋገፅኩመ ብዛዕባኩም ክትቅርቡእንዳሓበርና ዘየቅርብ ተወዳዳሪ ግን ናብ ፈተና ዘየቀርብ ምካኑ እናፍለጥና ዝምልክተኩም ሒዝኩም ክትቀርቡ ነተሓሳስብ -
ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 30/03/2006 ዓ/ም ክሳብ 08/04/2006 ዓ/ም -
ናይ ምዝገባ ቢሮ ቁፅሪ 65 1ይ ደብሪ -
ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት -
ንፈተና እትቀርብሉ ዕለት ብምክክታ ክግለፅ ምካነየ ንሕብር -
ተወዳደርቲ እቲ ልዕል ኢሉ ዝተገለፀ ረቋሕታት መሰረት እተማልኡ በቲ ዝተጠቀሰ ናይ ምዝገባ ዕልት ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ውሽጢ ክትቀዳደሩ እት ኢርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ስራሕ ልምድኩምን ትምህርቲ ሜዳእታን ከምኡውን ካልእ ነዚ ውድድር ይጠቅመና እንትብልዎ ዲክመንት ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 265 ብምምፃእ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ ምስ ሰላምታ ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረጠ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ |