https://milkta.com/ti/jobs/display/297
ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት መርበብ ሓበሬታ ምምሕዳር
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 22, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 27, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 6-4-5
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ BA ብኮምፒተር ሳይንስ "ኮምፒተር አፕሊኬሽን "ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ " ኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ "ብኮምፒተር ሳይንስ ኢንጂነሪንግ ኮምኒኬሽን ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ አብ ፖሊስን ስትራተጅን ኣይስቲ ፍልጠት ዘለዎ Team spirit እቲ ሞያ ዝጠልቦ ስነ ምግባር ዘለዎ ብነባር ፖሊስን ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ፖሊስን ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ዲግሪ ስራሕ ልምዲ - 0
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ መተሐሳሰቢ ፆታ ኣይፈልን ናይ ስራሕ ቦታ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ መቐለ መመዝገቢ ቦታ አብ አመራረሓ ስራሕ ሐይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 222 መመዝገቢ ካብ ዕለት 19/09/06 ዓ/ም እስካብ 26/09/06 ዓ/ም መረጋገፂ ብቅዓተ /COC/ ከቕርብ ዝክእል መሰናድኦ ትምህርቲ ዝወደአ /COC/ ኣይሕተትን ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት 28/09/06 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ምዝገባ እዋን መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ክቅርበ አለዎ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle