https://milkta.com/ti/jobs/display/295
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ስቪል መሃንዲስ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 21, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 27, 2006
ቦታ mekelle
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 14-4-48 14-4-42 14-4-16
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 3
መብርሂ ሲቢል ምህንድስና ብኮንስትራክሽነ ቴክኖሎጂ ማናጅመንትን ኣርባን ኢንጂነር ብነባር ስርዓተ ትምህርቲ ብ 4ተ ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ስርዓተ ትምህርቲ 3ተዓመት ዝተረከበ ቀዳማይ ዲግሪ 6ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ወይ ብነባር ስርዓተ ትምህርቲ ብሲቨል ምህንድስና 5ት ዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ ወይ ብሐድሽ ስርዓተ ትምህርቲ 4ተዓመት ዝተረከበ ቀዳማየ ዲግሪ 4ተ አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ - ናይ ኮምፒተር ክእለት ወሳኒ እዩ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ መተሐሳሳቢ ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 19/ 09/ 2006 ዓ/ም ክሳብ 26 /09/ 2006 ዓ /ም ንትከታታሊ 5ተ (ሐሙሽተ ) ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ መመዝገቢ ቦታ አብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ቑፅሪ 198 አብ አመራርሐ ስራሕ ሓይሊ ሰብ (HRM) ብስራሕ ሰዓት አብ እዋን ምዝገባ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲ ዉልቀ መመልከቲ ሒዝካ ምቅራብ የድሊ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle