ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ሞተረኛ ፖስተኛ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጉንበት 19, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጉንበት 28, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 20-5-7 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብተመሳሳሊ ሞያን ብርኪን ስራሕን መሃያን ከዛውርን ክቖፅርን ይደሊ። ተደላይ ኽእለት 4ይ ክፍሊ ዝወደአ፣ 1ይ ብርኪ ፍቃድ መዘወሪ፣ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕ ዘለዎ |
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | መረዳእታ ትምህርቲ ይጠቕመና ትብልዎ ዶኩመንትን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኹም ትምዝገቡ ትኸእሉ/ላ እቲ ዕድል ንደገ ዝውውር ይወሃብ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/09/2006 ክሳብ 27/09/2006 ዓ/ም ብስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 22 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ይኸውን። |