https://milkta.com/ti/jobs/display/286
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኣካውንታት
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 11, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 15, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ብበጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚነት ክቖፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪ ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደብ ኣብ ዝስዕቡ ቅጥዒ ዝተቐመጡ መመዘኒ ረቋሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም። ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ትምህርቲ ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግሪ 0 ዓመት
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ መተሐሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 07-14/09/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቁፅሪ 01 CVን ናይ ስራሕ መሕተቲ መመልከቻ /Application Form/ብምሓዝ ክትምዝገቡ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ምስ ዘይ ምልስ ፎቶ ኮፒ ይጠቅም እትብልዎ ደኩመንት ብምሓዝ ክትምዝገቡ ከም ዝከኣል ነተሓሳስብ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት18/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 እዋን ቁፃር ን3 ውርሒ ኮይኑ ከምኣድላይነቱ ዝሕደስ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle