| ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ችሎት ትራንስክራይቭር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጉንበት 8, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጉንበት 14, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 6-22-10-13 6-22-10-14 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲፕሎማ ልዕሊኡን ብኣይቲ ብኤም.ኣይ.ኤስ ብኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቀ ልምዲ ዓመት 9 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ሮቃሒ ተማልኡ እዞ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ደሚሩ ኣብ ውሽጢ 10ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዝኹም ኣብ ዞባ ድቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ቢሮ ቁፅሪ 3 እናመፃእኹም ንክትምዝገቡ ንሕብር። |